ንዘመናት ምልስ ኢልና እንተርኢና'ውን ብባህላዊ እምነት ሕብረተሰብ ዩጋንዳ ነታ ከም ምልክት ሃብቲ፡ ሰናይ ዕድልን ነዊሕ ዕድመን እትረአ ዝነበረት ውቅብቲ ዒፍ ካብ ምጥፋእ የድሕና ከም ዝነበረ'ዩ ዝዝንቶ። ...